"ፋይዳ’’ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ዲጂታል መለለይ መንነት ከም ዝተወሃቦም ናይ ሕቡራትሃገራት ኮሚሽን ስደተኛታት ኣፍሊጡ። ዲጂታል መፍለይ መንነት ስደተኛታት ዝተፈላለዩ ማሕበራዊን ቁጠባውን ከምኡ እውን ...
ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ነቲ ንዝሓለፉ 30 ዓመታት ክህቦ ዝፀነሐ ፕሮግራም ቋንቋ ትግርኛ ምቁራፁ ግቡእ ኣይኮነን ክብሉ ሰብ-ሞያ ቋንቋን ስነፅሑፍን ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተቓዊሞም፡፡ ቶም ሰብ-ሞያ ንድምፂ ...
ፌደሬሽን መጉዓዝያ ኢትዮጵያ ነቲ ልዕሊ 30 ዓመታት ዘገልገላ መኻይን ስግር-ዶብ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ከይህባ ዝእግድ መምርሒ መንግስቲ ከምዝቃወም ኣፍሊጡ። እቲ ብሚንስትሪ ትራንስፖርትን ...
ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣስቀስላሰ ግብፂ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ ሰንበት ናብ ሶማል ዝለኣኸቶ ኣፅዋር ብዝምልከት ሻቐለቶም ገሊፆም። "ብሓይልታት ወፃኢ ዝቐርብ ኣፅዋር ነቲ ተኣፋፊ ኩነታት ...
The United States is sending a small number of additional troops to the Middle East following a sharp increase in violence ...
እስራኤል ትማሊ ሰኑይ ኣብ ሊባኖስ ኣንጻር ሂዝቦላህ ብዝፈጸመቶ ሰፊሕ ደብዳብ ነፈርቲ ብውሕዱ 560 ሰባት ከም ዝሞቱን ልዕሊ 2,000 ከም ዝቖሰሉን ሚንስትሪ ጥዕና ሊባኖስ ኣፍሊጡ። እዚ ዳሕራዋይ ...
ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሓፈሻዊ ባይቶ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዘስምዕዎ መደረ ተቐናቐንቲ ሱዳን ነቲ ንሃገሮም ዝርምሳ ዘሎ ኩናት ደው ክብልዎ ተማሕጺኑ። ሎሚ ሰሉስ ንሓፈሻዊ ዋዕላ ...
A senior U.S. administration official has said that President Joe Biden will offer 1 million mpox vaccine shots to African ...
ኣብ ታንዛንያ ትማሊ ሰኑይ ተቓውሞ ንምክልካል ብዝተወስደ ስጉምቲ ኣብ ቐይዲ ዝኣተው መራሕቲ ተቃወምቲ ሰልፊታት ሎሚ ሰሉስ ናጻ ምልቃቆም ዜና ፈረንሳ ንፓርቲኦም ጠቒሱ ሓቢሩ። ዋላ’ኳ ወግዓዊ ክልከላ ...
ዓለምለኸ መዓልቲ ሰላም ዓርቢ 21 መስከረም 2024 ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ተዓጂቡ ኣብ ከተማ መቐለ ተዘኪሩ ውዒሉ። ኣብ ከተማ መቐለ ኣዳራሸ ሆቴል ኣክሱም ዝተፀንበለ ዓለምለኸ መዓልቲ ሰላም ...
ኣብ ወደብ ግሪክ ሳሞስ ስደተኛታት ጽዒና ዝነበረት ሓንቲ ጀልባ ብምጥሓላ ሰለስተ ስደተኛታት ምሟቶምን ካልኦት ብዙሓት ሃለዋቶም ዘይተፈልጠ ከምዘለው ሓለዋ ዶብ ግሪክ ምግላፆም ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ...
ኣብ ክልል ኣምሓራ ምዕራብ ጎጃም፣ ቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ክልተ መማህራን ምቅታሎም ፍርሂን ሻቅሎትን ከምዘሕደረሎም መማህራንን ሰራሕተኛታት ኣብያተ ትምህርቲን ይገልጹ ኣለው። መማህራን ምብራቕ፣ ምዕራብን ...